ትብፃሕ ናብ ፀረ ኦርቶዶክሳውያን ተጋሩ ፣ ፀረ ዕቤት ትግራይ ፀረ ዕቤት ቤ/ክ ትግራይ ሰለልቲ ማ/ቅ ጨንፈር ትግራይ ★★★ Share....................... «« ★ሃፀይ ዘርኣ ያኢቆብ 30 ሽሕ መነኮሳትን ሊቃውንት ትግራይ ቀቲሉ እዩ ። እዚ ታሪኽ ኣብ ገዳም ማርያም ኣሲራ ወመቲራ ይርከብ ። ★ ሃፀይ ዘርኣያኢቆብ ንደቂቀ እስጢፋኖስ ፀረ ማርያም ኢሉ ቀቲልዎም እሞ ፀረማያምዶ ናይ ማርያም ቤ/ክ ይሰርሕ እዩ ? ★ ሃፀይ ዘርኣያኢቆብን ኣብ 14 ክ/ዘበን ነይሩ ፣ ቅድስቲ ኣርሴማ ኣብ 2ይ ክ/ዘመን ኔራ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ፍልልዩ እኳ 1200 ዓመት እዩ ቅድስቲ ኣርሴማ ዘርኣርማንያ ኣብ ሲንክሳርና ዘላ ቅድስቲ እያ ። ★ ካብተን 100ን ገለን ወሻሽም ዘርኣ ያኢቆብ ኣርሴማ ትበሃል ኔራ ዔባ ትበሃል መይራ ። ወሻሽም ዘርኣያኢቆብ ክንደይ ነይረን ኢሎም ይሕተቱ እምበር ማ/ቅ ሽዋ ንትግራይ ሃይማኖት ክምህሩ ኣይኽእሉን ትግራዋይ ኣኽሱማዊ እዩ ፅዮናዊ እዩ ።»» ሊቅ ሙሩቕ ስነ መለኮት ናይ ታሪኽ ተመራማሪ መምህር ገብረኪዳን ደስታ ዕድመን ጥዕናን ይብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና ።
top of page

ሰበኣ ፣ ኀበሳ / ኅበሻ / ሓበሻ
Public·2 members
About
Welcome to the group! Connect with other members, get updates and share media.
Group Page: Groups_SingleGroup
bottom of page