top of page

ህዝባዊ ግጥሚታትን ደርፊታትን Public Folk Poems

ህዝባዊ ግጥሚታትን ደርፊታትን (Public Folk Poems) "ኣፋዊ ስነ ጽሑፍ ከም ስነ ጽሑፍ ብቃል ይዝረቡን ይግለጹን ኢዮም። እዞም ካብ ኣፍ ዝወጹ ቃላትን ፍጻሜኦምን ኣገደስቲ መልክዓት ኣፋዊ ስነ ጽሑፍ እዚኣቶም፡...

ፍልስፍናን ንሕናን😇

#ፍልስፍናን #ንሕናን😇 (ክፋል 1) ኣክሱም ንሃገር ኮነ ንዓለም ዝበርከተቶም ውህብቶታት ቆፂርካ ዝዉድኡ ኣይኮኑን። ብፍሉይ ክዓ ሃገረ #ኢትዮጰያ ኣለውኒ ትብሎም ትውፊታት መብዛሕቲኦም ካብ #ባህሊ ክሳብ #ሃይማኖት ፤...

ዘርዓያቆብ (ዘርአ ያቆብ)መን እዩ❓

#ፍልስፍናን #ንሕናን (ክፍሊ 2)😇 ...........ዝቀፀለ. #ዘርዓያቆብ መን እዩ❓ ብዙሓት ሰባት #ኣፄ ዘርዓያቆብን #ፈላስፋ ዝርዓያቆብን ሓደ ገይሮም እዮም ዝወስድዎ።🙌😂 #ኣፄ ዘርዓያቆብ ኣፄ ዘርዓያቆብ ብ...

ስልቲ ኣዝማሪኖ ናይ ጽንተት

ኣብ መወዳእታ 1975 መስፍን ሓጎስ ኣብ ዓላ ዝገበሮ ናይ ሓለፍቲ ኣኼባ ሓደ ካብ ተሳተፍቲ ““እዚ መንካዕን ደገፍቲ መንካዕን እናበልካ ዝግበር ዘሎ ሰባት ናይ ምንጻል ጎስጓስ፣ ክእረም ኣለዎ” መስፍን ሓጎስ ከምዚ...

ኀበሻያን፣ ሰበኣያን፣ ግእዝያን፣ ገዓዝያን፣ ታሀጋርያን

ካብ ቅድሚ 6000-7000 ኣትሕዞም ካብ ሞሮው ኣብ ሓባብ ዴሴታት ዳህላክ ቀስ ብቀስ ገማግም ባሕሪን ከበሳታት ምድሪ ባሕሪን፡ ኣድሉስ፡ ቆሓይቶ፡ ተኾንዳዕ ከስከስ፡ መጠራ፡ ላስታ፡ ዱባሩባ መንግሥታቶም እንዳስፋሕፍሑ፡...

ሓረግ ቤተሰብ

ሓረግ ቤተሰብ ትግርይና ሃብታም ምዃኑ ንምግላፅ፡ እዙ ዝስዕብ ሓረግ ቤተሰብ ክሳብ ክንደይ ኣድቂቑን ፈላልዩን ከምዘቐምጥ ምርኣይ እኹል እዩ። ንኣብነት፥ እንግሊዝ ”Aunt“ ንመነን ምዃኑ ከይፈለየ ብሓንቲ ቃል ንብዙሓት...

Land of Habeshan/Agazian

Ras Alula Engida (1827 – 1897) was a general and Ethiopian politician. He was one of the important leaders of the Ethiopian armies of the...

ታሪኽ ኣባ ወልደ ሳሙኤል

ታሪኽ ኣባ ወልደ ሳሙኤል ወተሃደራዊ ግዝእት ኢጣልያ 1891ዓ.ም. ኤርትራ ብምሓዙ ኣይዓገበን ስለ`ዚ ብ1896 ዓ.ም. ብዙሕ ሰራዊት ኣኽቲቱ ንኢትዮጵያ ወረራ እሞ ኣብ ዓድዋ ከቢድ ውግእ ገሩ ከብቅዕ ተሳዒሩ መረብ...

ንምንታይ፧ ባዕዳውያን ዓረባውይን፣ ምዕራባውያን እዚ እኺም ምስ በሉና ዝወሓጥናዮ፧ ንምንታይ፧ ባዕዳውያን ዓረባውይን፣ ምዕራባውያን እዚ እኺም ምስ በሉና ዝወሓጥ

ኣብ ዘመን ታሪኽ ትግራይ/ትግራይት፣ ባሕርያን፣ ከበሳወያን፣ ሰባዕያን/ ሳባወያን፣ ኣዳምያን፣ ሃጋርያን፣ ከሳምያን/ኣኽሱማውየን፣ ገዓዝያን/ኣግኣዝያን፣ መሓርያን ደዓመተውያን ወዘተ ዝተረፈ መልእዎ። ብፍላይ 11 ክሳብ...

ባሻይ ኣውዓሎም ሓረጎት (በዓል ምስጓግ - ደቂተሽም)ባሻይ ኣውዓሎም ሓረጎት (በዓል ምስጓግ - ደቂተሽም)

ኣቦ ባሻይ ኣውዓሎም (ኣቶ ሓረጎት) ካብ ባጽዕ ናብ ትግራይ ጨው ብምውሳድን ካብ ትግራይ ከባቢታት ዓድዋን ኢንቲጮን ድማ ናብ ኤርትራ ከም ከብቲ፡ ጤለ በጊዕ፡ በርበረን ጌሶን ካልእ ናይ ንግዲ ንብረትን እናኣማላለሱ...

ማመት!ማመት!

ማመት ጓለቦይ ጸባኡ ሓደ ፈርጊ ሓደ ቅራናኡ ሓደ ጣዕዋ ሓደ ዝራብዑ ሓደ ያሒት ሓደ ገብታኡ ሓደ ፈርጊ ሓደ ቅራናኡ መንግስተ ሰማያት ከምዘቦኡ። ማመት ጓለቦይ ሰንሰለት ወሽፍ 'ያ ጡብ ዘይተኸለት ገልገል 'ያ ልጓም...

ኣግኣዝያን ዶ ኤርትራ ይገልጸና ከም ሕብረተሰብ፧ ዋንነት ናይ መን ኢዩ፧

ኣብ ሓቐንያ ሥነ-ሞጎት፡ ኣግኣዝያን ዝብል ሽም ይውክለና ካብ ኤርትራ ዝብል ሽም ነቶም ኤርትራውያን። ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 99% ሚእታዊ ንስለ ክብርታቱን መሬቱን እዩ ተቃሊሱ። እቶም ዝተረፉ 1% ሚኢታዊ ድማ ምስ...

ባሐረ (ባሕሪ) ባ+ሓረ=ሠራፂ

▼△◊ ባሐረ (ባሕሪ) ባ+ሓረ=ሠራፂ ▼△◊ ባሕሪ፡ ባሕርያት፡ ባሕራዊ፡ ባሕርያዊ፡ ቅድመ ክርስትናን እስልምናን ዝነበረ ሥርዓተ እምነትና፡ ባዕዳውያን ዝኸሠቱልና ብዘይኮነስ፡ ባዕላትና ኣእመርሚርና ከነዐወቆ ክንበቅዕ...

ብቀለም ደም ዛንትኦም ዝጸሓፉ ሰማእታትና

~~~ብቀለም ደም ዛንትኦም ዝጸሓፉ ሰማእታትና ኣብዚ ቅንያት ብኽብሪ ንዝክሮ ማዓልቲ ሰማእታትና ይቀርብ ኣሎ። ሰማእታት ክባሃል ከሎ ንስለ ሓደ ክቡር ነገር በጃ ዝሓለፈ ንህቦ ናይ ክብሪ መጸውዒ ኢዩ። ኩሎም ምእንቲ እዛ...

ሥባሄ በዐለ አሸንዳ

ብሥራተ ኣኰቴታ፡ ለቅድስት ምድሪ፡ ፈጣሪተ ኩሉ፡ ኆዳሠ ወ ሒወት። ሥፋወታ ዕሤታ ሃሌታ ሕላይታ __________________________________________ ___________ ሥባሄ በዐለ ...

ጀነራል ኣብርሃ #531 ኣ/ፈ

ጀነራል ኣብርሃ ኣዛዚ ሰራዊት ንጉስ ኣግዓዝያን (ካሌብ) ከምዝነበረ እዩ ዝንገር ንጉስ ካሌብ ንጉስ ሳባን ዘረይዳን ፣ ዘሓድ(ጭ)ረመውት ፣ ዘየመን ነይሩ ። ተጋሩ ሰነፋት ኢና ቋንቋና ዘይምፍላጥና ቋንቋ ሳብያን ቋንቋ...

ብዛዕባ ዘበነ ውቤ

ዋሕሎ ሰብአቡር (ጆባእ ሓወኒ) ብዛዕባ ዘበነ ውቤ ዘይሰምዐ ዘሎ ኣይመስለንን። ግዳ እቲ ስማዕ፣ ሒደት ካብቲ ብዙሕ ብሙዃኑ፣ ሓድሕድ ክንመላላእ መታን፣ ሒደት ዘበነ ውቤ መጠን ክንደይ ሕሱም ከም ዝነበረ ዝገልጽ’...

2
NEWS: Blog2

THE GE'EZ TIMES

Subscribe Form

Thanks for submitting!

  • Facebook
  • Twitter
  • Instagram

©2018 by The Ge'ez Times. Proudly created with Wix.com

bottom of page