ኣብ መወዳእታ 1975 መስፍን ሓጎስ ኣብ ዓላ ዝገበሮ ናይ ሓለፍቲ ኣኼባ ሓደ ካብ ተሳተፍቲ ““እዚ መንካዕን ደገፍቲ መንካዕን እናበልካ ዝግበር ዘሎ ሰባት ናይ ምንጻል ጎስጓስ፣ ክእረም ኣለዎ” መስፍን ሓጎስ ከምዚ ክብል ከም ዝመለሰሉ “ብመንካዕ ዝሓምም ሰብ እንተሎ፣ ልቡ ከሰል ት ምሰል”
excrept from ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ : 7 ይ ክፋል - ብ ኣለና
መስፍን ሓጎስ ኩሉግዜ ተሓላቓይ ናይ ኢሳያስ ኮይኑ፣ ነቲ ኢሳያስ ዝፍጽሞ ገበናት እናሸፈነ ክነብር ዝደሊ ሓላፍነት ዘይስመዖ ውልቀሰብ እዩ። ብቐሊሉ ዘኽፈኣሉ ዘጸብቐሉን ዘይፈልጥ ምዃኑ ዝሕብረካ ብዛዕባ ‘መንካዕ’ ተሓቲቱ ክምልሽ ከሎ፡ “ግቡእ መቕጻዕቶም እዮም ረኺቦም” በለ። እቲ ሕቶ ‘መንካዕ’ ኢሎም ይጸዉዑ እምበር ብኻልእ ኣዘራርባ እቶም ኣብ ቤት ፍርዲ ከይቀረቡ ገበኖም ከይተፈልጠን ከይተመርመረን ብዘይ ሓንቲ ክንዲ ጽፍሪ ትኸውን ቅንጣብ ጌጋ ከይተረኽቦም ብሓሶት ኣልዕል ኣቢልካ ስሞም ብምጽላም ዝቕተሉ ዝነበሩ ዘጠቓልል ሕቶ እዩ ተሓቲቱ። ነቲ ጉዳይ መንካዕ ብከመይ ትገልጾ ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ፡ ግቡእ መቕጻዕቶም እዮም ረኺቦም ኢሉ ዝሃቦ ብዱዕ መልሲ ኩሉ እዩ ሰሚዑዎ።
መሊሱ መቕጻእቲ ዝበሃል
excrept fromወፍሮም ንገዘኦም ዘይተመልሱ (ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል)
2. የሚን- ናይ ኣውራጃ
was movement against corruption in 1977-1978 when most of the town had been liberated by the EPLF . A year after Tewelde was arrested, Solomon became a next target of Issayas and Mesfin Hagos during a period of preparation for the EPLF first organisational congress in 1976, and there was a strong campaign with Cader School (Bet temherti cader) against Solomon and his group such as Tesfamariam Wedi Basha(who is currently Eritrea's ambassador to Israel) on the alleged Yemanwi kinfi (right wing) by students at the school.
[.....እቲ ውድባዊ ጉባኤ መታን ክዕወት፤ ማለት ኣድሓርሓርቲ ብፍላይ ድማ ናይ የሚን ሓይሊ መታን ሰሊኾም ከይኣትዉና 5ይ ዙርያ ካድር ብምምስራት ንኩሎም ናይ የሚን ባእታታት ናብቲ ዙርያ ካድር ከም ዝስደዱ ጌርና። ድሕሪ ምስዳዶም ምርጫታትና ብዘይ ጸገም ከነካይድ ዝከኣልናሉ ዓቢን ዕዉትን ስልቲ ኢዩ ነይሩ” ክብል ብሓበን ገለጾ፡፡][source ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ መበል 19 ክፋል ኣለና]
3. G15- ናይ ኣውራጃ
ብ18 መስከረም ብህዝብን መንግስቲ ስርዓት ኣዝማሪኖ ኤርትራ ዝሓቐቑ ኤርትራውያን ሕትኦም ሕጋዊትን ብቕዋም ትመሓደር ኤርትራ ሕዝቢ ዝውንኖ ስልጣን ክህሉን ዝጠለቡ ምኳኖም ይዝከር።
ሕቶ ጉጅለ 15 እንታይነይሩ?
"ኣድላይነት ምዱብ ኣኼባታት ማእከላይ ሽማግለ" ሓደ ካብ ሕታቶም ምንባሩ ብምጥቃስ፡ ምዱብ ኣኬባታት ናይ ማእከላይ ሽማግለ ይግበር ዘይምንባሩ፡ ኣብ ውሳኔታትን ሜላታት ተሳትፎ ይጎድሎ ብምንባሩ ግሉጽነትን ተሓታትነትን ከም ዝልሕልሕ ኣብ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብቀጻሊ ይገልጹ ነይሮም።
"ገምጋም ናይ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ካብ 1991-2001 ንግበር" ዝብል'ውን ኣካል ሕቶ ናይዞም ላዕለዎት ሓለፍቲ ነይሩ።
"ገምጋም ኣድላይነት ኵናት ኢትዮ ኤርትራ ክግበር" ዝብል'ውን ተላዒሉ ምንባሩ ብምሕባር፡ እቲ ዝተኻየደ ኵናት ኣድላይነት ኣይነበሮን ዝብል ሰፊሕ ርእይቶ ከምዝነበረ ይነግር።
"ኣብ 1997 ዝጸደቕ ቅዋም ብቅጽበት ንኽትግበር፡ ራብዓይ ውድባዊ ጉባኤ ህዝባዊ ግንባር ይካየድ" ዝብለ ሕቶ ኣካል ሕቶኦም ምንባሩ ይዝከር።
ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ 1977 ኣብ ሳሕል፡ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ 1987 ኣብ ሳሕል፡ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ 1994 ኣብ ናቕፋ ከምዝተኻየደ ይዝረብ።
ልዕሊ ሓያሎ ስበስልጣን መንግስቲ ነበርን ጋዜጠኛታት ናይ ብሕትን ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣዝማሪኖ፣ በልማማ ካብ ዝቐየደሉ 18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመቱ ኣቑጽርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ደሃዮም ክፍለጥ ኣይከኣለን።
ገለ ካብ ሕብረተሰብና ብኣልማማ ኣውራጃውያን ነይሮም እንቛዕ ገበሮም ዝብሉ ማእለያ የብሎምን።
4. ይኣክል- ናይ ኣውራጃ
ኣብ ደገ ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ፡ #ይኣክል ዝብል ምስንቅስቓሳት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝጀመርዎ ምንቅስቃስ ኢዩ።
ከም ባይቶ ኮይኑ ቖይሙ ስርሓቱ ካብ ዝጅምር ድሮ ዓመታት ኣቑጺሩ ይርከብ ነዚ ምስቕስቓስ'ውን ብኣውራጃውያን ተጨውዩ ይብሉ።
"እቲ ዝነበረ ንሱ እዩ መሊሱ ዚነብር፡ እቲ እተገብረ ኸኣ ንሱ እዩ መሊሱ ዚግበር፡ ኣብ ትሕቲ ጸሓይሲ ሓድሽ ነገር ከቶ የልቦን።" መክብብ 1፡9
ስለዚ ስርዓት ኣዝማሪኖ ኣተሓሳስብኡ ኣብቲ ሰውራ ዝጀመሮ ክሳብ ሕጂ ይነብር ምህላው ኢዩ።
Comments