top of page

©ትንሳኤ እመ፤ ባ፤ መጠራ ‎𐩣𐩷𐩧 

Writer's picture: The Gee'z TimesThe Gee'z Times


ትንሳኤ እመ፤ ባ፤ መጠራ ‎𐩣𐩷𐩧 ንሕና ከመ፣ እመዋተ ኣበዋትና።

፨ትግራይ/ትግራይት፣ ባሕርያን፣ ከበሳወያን፣ ሰባዕያን/ ሰባእያን፣ ኣዳማወያን፣ ሃጋርያን፣ ከሳምያን/ኣኽሱማያን ገዓዝያን/ኣግኣዝያን፣ መሓርያን፣ደዓመተያን፨ ወንነትና እንመልሰሉ፣ ንሕና ንባዕልና እንመስለሉን ዘመን ርሑቕ ኣይኮነን። ደቀባት ከመት (ኣፍሪቓ) ምኳና ከም ጸሓይ ንግሆ እናበርሀ ክበርህ እዩ። እቶም ጎሓላሉ ካብዛ ገጽ ክብርቲ ጸላም መሬት፣ ከጥፍኡና ዝጽዕሩ ቕድሚ ሕጂ ኣይሰለጦምን ኣክሰልጦምን እዩ።


44 views0 comments

Recent Posts

See All

ፍልስፍናን ንሕናን😇

#ፍልስፍናን #ንሕናን😇 (ክፋል 1) ኣክሱም ንሃገር ኮነ ንዓለም ዝበርከተቶም ውህብቶታት ቆፂርካ ዝዉድኡ ኣይኮኑን። ብፍሉይ ክዓ ሃገረ #ኢትዮጰያ ኣለውኒ ትብሎም ትውፊታት መብዛሕቲኦም ካብ #ባህሊ ክሳብ #ሃይማኖት ፤...

ዘርዓያቆብ (ዘርአ ያቆብ)መን እዩ❓

#ፍልስፍናን #ንሕናን (ክፍሊ 2)😇 ...........ዝቀፀለ. #ዘርዓያቆብ መን እዩ❓ ብዙሓት ሰባት #ኣፄ ዘርዓያቆብን #ፈላስፋ ዝርዓያቆብን ሓደ ገይሮም እዮም ዝወስድዎ።🙌😂 #ኣፄ ዘርዓያቆብ ኣፄ ዘርዓያቆብ ብ...

Comments


Post: Blog2 Post

THE GE'EZ TIMES

Subscribe Form

Thanks for submitting!

  • Facebook
  • Twitter
  • Instagram

©2018 by The Ge'ez Times. Proudly created with Wix.com

bottom of page