ኣብ ዘመን ታሪኽ ትግራይ/ትግራይት፣ ባሕርያን፣ ከበሳወያን፣ ሰባዕያን/ ሳባወያን፣ ኣዳምያን፣ ሃጋርያን፣ ከሳምያን/ኣኽሱማውየን፣ ገዓዝያን/ኣግኣዝያን፣ መሓርያን
ደዓመተውያን ወዘተ ዝተረፈ መልእዎ። ብፍላይ 11 ክሳብ 13 ክፍለ ዘመን እንታይ ከምዘጋጠመና ብዘይካ ሓደ ሓደ ኣእመርሚሩ ዝዕውቖ የለን። ብኸምኡ እዩ ከኣ ናይ ታሪኽና ክፍተት ዘለዎ።
ብዝኾነ ናብ ዘምጽኣኒ ክኣቱ፣ ዓረባውነት ስነ-ልቦና ወነንቲ ዝኾኑ፣ እዚ ሕብረተሰብ ኣብ'ዚ ዘለውዎ ንኽበጽሑ ዓቢ ኣበርክቶ ከምዝገበረሎም ንጎድኒ ሓዲጎም፣ ምሉእ ሓይሊ ምስ ተዓጥቑ ንጥፍኣቱ ኢዮም ተዋፊሮም።
ካብቲ መሰረታዊ ዝኾነ ስርዓተ እምነቶም፣ ስርዓተ ኣነባብረኦም፣ ስልጣኔኦም፣ ቛንቛኦም፣ ክብርታቶም ብሓፈሻ ኣብ ምብራስ እዮም ዝተዋፈሩ። ናይ ሕብረተሰብና ሓይሉ ስለ ዝተዳኸመ ድማ፣ ክምክቶም ኣብዘይ ክእለሉ ደረጃ ስለ ዝወደቐ ኣማራጩ እቲ ተሪፍዎ ዝነበረ ንምድሓን እዩ ኣንፊቱ።
እቲ ቐንዱ ግን ክሳብ ሕጂ ወላ ምስ ጭብጥና እና ሃለና
ዘመተኦም ካብ ምክያድ ዓዲ ኣይወዓሉን፣ ንኣብነት እዚ ኣብ ስእሊ እትርእዩዎ ዘለኹም መእመራን ዓረባውያን ክገልጽዎ ከለው፣ ኣብ ወርሒ ገለገለ ድማ ኣብ ጸሓይ ነምልኽ ከም ዝነበርናን፣ ካብኣቶም ከም ዝፈለቕናን እዮም ዝኸስቱ።
እመዋተ ኣበዋትና ግን፣ ከምዚ ወዲ ከምዚ ከምዝመጽ ግዲ ፈሊጦም'ሲ፣ ብዙሕ ጽሑፋት፣ ጽላታትን እኳ ክበርስ እንተኸኣለ እኹል ጭብጥታት ሓዲጎምልና እዮም።
እዚ ምስሊ ከኣ ነቲ ቕድመ ክርስትና ንበሎ ምስልምና ምቕባሎም ዝነበረ እምነቶም ዝውክል ምስልታት እዩ። ከምቲ ንሳቶም ዝብልዎ ወርሒ ወይ ጸሓይ ዘይኮነስ፣
ነታ ኣዳማዊት ኣደን ምድራዊት ኣደን ዝውክል ምኳኑ እዩ።
እዚ ሕብረተሰብ ከኣ ከም ዝብልዎ ሰሜቲክ ወይ ግእዝ ካብ ዓረብ ዝፈለቐ ቛንቛ እዩ ዘይኮነስ፣ ደቂባት'ታ ጸላም ሜሬትን ነገድ ኬማውያን፡ ኩሻውያን ከምኡ'ውን ኔሎቲካውያን፤ ኣቦ እቲ ዓረብን ካልኦት ቛንቛታትን እያቶም።
ስለዚ ደቂ'ቶም መሀዝት፣ ሓሰብትን ካብ ኮና ንመንነትናን ዋንነትና ብዕቱብ ሒዝና ኣንፈቱ ከነትሕዞ ሓላፍነት ነፍሰወከፍና እዩ። ካብ'ዚ ቢሄር ወዲ ቢሄር ጸቢብነት ወጺና ነቲ ስርዓተ ክብርታትና መንነትናን ንዓቕብ።
ኣብ'ዚ ጠውቑ ገለ ብኣቦና መእመር በኲረጽዮን ዝኸሰትዎ።
https://youtu.be/4xCr7qaMHfw
ገለ ኣመጻጽኣ ዓረብ........
Before the expansion of the Rashidun Caliphate (632–661), "Arab" referred to any of the largely nomadic and settled Semitic people from the Arabian Peninsula, Syrian Desert, North and Lower Mesopotamia. Today, "Arab" refers to a large number of people whose native regions form the Arab world due to the spread of Arabs and the Arabic language throughout the region during the early Muslim conquests of the 7th and 8th centuries. The Arabs forged the Rashidun (632–661), Umayyad (661–750) and the Abbasid (750–1258) caliphates, whose borders reached southern France in the west, China in the east, Anatolia in the north, and the Sudan in the south. This was one of the largest land empires in history. In the early 20th century, the First World War signalled the end of the Ottoman Empire; which had ruled much of the Arab world since conquering the Mamluk Sultanate in 1517. This resulted in the defeat and dissolution of the empire and the partition of its territories, forming the modern Arab states. Following the adoption of the Alexandria Protocol in 1944, the Arab League was founded on 22 March 1945. The Charter of the Arab League endorsed the principle of an Arab homeland whilst respecting the individual sovereignty of its member states.
Comments