top of page

ኣግኣዝያን ዶ ኤርትራ ይገልጸና ከም ሕብረተሰብ፧ ዋንነት ናይ መን ኢዩ፧

Writer's picture: The Gee'z TimesThe Gee'z Times

ኣብ ሓቐንያ ሥነ-ሞጎት፡ ኣግኣዝያን ዝብል ሽም ይውክለና ካብ ኤርትራ ዝብል ሽም ነቶም ኤርትራውያን።


ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 99% ሚእታዊ ንስለ ክብርታቱን መሬቱን እዩ ተቃሊሱ። እቶም ዝተረፉ 1% ሚኢታዊ ድማ ምስ ባዕዳውያን ተሻሪኾም ንጥፍኣት እዛ መሬትን ህዝባን ዝወገኑ ኢያቶም።


ኤርትራ ካብ ሽማ ኣትሒዙ ብባዕዳዊ ስነ-ልቦና ትስትውቲ ዝኾነት ህዝባ'ውን ግዳይ ናይዚ ነገር እዩ።


ስለ'ዚ እቲ ፍታሕ ናይዚ ኩሉ ኣብ #ጠንቂ ኣድህቦ ብምግባር ዘላቂ ፍታሕ ምንዳይ'ዩ ዝሓይሽ።



13 views0 comments

Recent Posts

See All

ፍልስፍናን ንሕናን😇

#ፍልስፍናን #ንሕናን😇 (ክፋል 1) ኣክሱም ንሃገር ኮነ ንዓለም ዝበርከተቶም ውህብቶታት ቆፂርካ ዝዉድኡ ኣይኮኑን። ብፍሉይ ክዓ ሃገረ #ኢትዮጰያ ኣለውኒ ትብሎም ትውፊታት መብዛሕቲኦም ካብ #ባህሊ ክሳብ #ሃይማኖት ፤...

ዘርዓያቆብ (ዘርአ ያቆብ)መን እዩ❓

#ፍልስፍናን #ንሕናን (ክፍሊ 2)😇 ...........ዝቀፀለ. #ዘርዓያቆብ መን እዩ❓ ብዙሓት ሰባት #ኣፄ ዘርዓያቆብን #ፈላስፋ ዝርዓያቆብን ሓደ ገይሮም እዮም ዝወስድዎ።🙌😂 #ኣፄ ዘርዓያቆብ ኣፄ ዘርዓያቆብ ብ...

Comments


Post: Blog2 Post

THE GE'EZ TIMES

Subscribe Form

Thanks for submitting!

  • Facebook
  • Twitter
  • Instagram

©2018 by The Ge'ez Times. Proudly created with Wix.com

bottom of page