top of page

ጀነራል ኣብርሃ #531 ኣ/ፈ

Writer's picture: The Gee'z TimesThe Gee'z Times

ጀነራል ኣብርሃ ኣዛዚ ሰራዊት ንጉስ ኣግዓዝያን (ካሌብ) ከምዝነበረ እዩ ዝንገር ንጉስ ካሌብ ንጉስ ሳባን ዘረይዳን ፣ ዘሓድ(ጭ)ረመውት ፣ ዘየመን

ነይሩ ።


ተጋሩ ሰነፋት ኢና

ቋንቋና ዘይምፍላጥና

ቋንቋ ሳብያን

ቋንቋ ግዕዝ

ቋንቋ ትግርይና ትግራይት


መሰረቱ ቋንቋ ሳባ እዩ ።


ጀነራል ኣብርሃ ኣብ የመን ኣእማን ፅላት ካብ ዝፀሓፎም እቲ ዝነውሐ ፅላትን ፅሑፍን ኣብ መእተዊኡ ብቋንቋ ሳብያን ከምዚ ይብል


------------------------------------------------------------------

𐩨𐩭𐩺𐩡 𐩽 𐩥𐩧𐩵𐩱 𐩽 𐩥𐩧𐩢𐩣𐩩 𐩽 𐩧𐩢𐩣𐩬𐩬 𐩽 𐩥𐩣𐩪𐩢𐩠𐩥𐩣 𐩽 𐩥𐩧𐩢 𐩽 𐩤𐩵𐩪 𐩽 𐩪𐩷𐩧𐩥 𐩽 𐩸𐩬 𐩽 𐩣𐩤𐩬𐩵𐩬 𐩽 𐩱𐩬 𐩽 𐩱𐩨𐩧𐩠 𐩽 𐩲𐩸𐩡𐩺 𐩽 𐩣𐩡𐩫𐩬 𐩽 𐩱𐩴𐩲𐩸𐩺𐩬 𐩽 𐩧𐩣𐩢𐩯 𐩽 𐩸𐩨𐩺𐩣𐩬 𐩽 𐩣𐩡𐩫 𐩽

𐩪𐩨𐩱 𐩽

𐩥𐩸𐩧𐩺𐩵𐩬 𐩽

𐩥𐩢𐩳𐩧𐩣𐩥𐩩 𐩽

𐩥𐩺𐩣𐩬𐩩 𐩽

𐩥𐩱𐩲𐩧𐩨𐩠𐩣𐩥 𐩽……………


አበረሃ ዐዘለየ

መለከነ አገዓዘየነ ረመሐሰ ዘበየመነ መለከ

ሰበአ

ወዘረየደነ

ወሐጨረመወተ

ወየመነተ

ወአዐረበሃመወ ………………


ትርጉም •••

ብሓሊ ርዳእታን ምሕረትን ፣ ብመሓሪ ክርስቶስ ፣ ብመንፈስ ቅዱስ

ተፃሕፈ እዚ ናይ ሰነድ ፅሑፈ ፣ ኣነ ኣብርሃ ተወካሊ ናይ ንጉስ ኣግዓዝያን እየ ። ረምሓስ

ዘብየማን ንጉስ ፣ ሳባ ፣ ንጉስ ዘረይዳን ፣ ንጉስ ሓጨረመውት ፣ ንጉስ የመን ………………

------------------------------------------------------------------


ንየመን ሳባውያን ተጋሩ ቀይሕ ባሕሪ ተሳጊሮም ይገዝእዋ ኔሮም ይገዝእዋ ከምዝነበሩ እውን እቶም ኣብ ፅላት ፂሒፎም ዝገደፍዎ ኣቦታት ሳባውያን ምስክር እዩ

ንግስተ ሳባ

ንጉስ ኢዛና

ንጉስ ሳይዛና

ንጉስ ካሌብ ብጀነራል ኣብርሃ

እቶም ኣብ ፅላት ዝፅሓፉ ኣብነታት እዮም ።


~ጸሓፊ ብ @ባራኺ~



33 views0 comments

Recent Posts

See All

ፍልስፍናን ንሕናን😇

#ፍልስፍናን #ንሕናን😇 (ክፋል 1) ኣክሱም ንሃገር ኮነ ንዓለም ዝበርከተቶም ውህብቶታት ቆፂርካ ዝዉድኡ ኣይኮኑን። ብፍሉይ ክዓ ሃገረ #ኢትዮጰያ ኣለውኒ ትብሎም ትውፊታት መብዛሕቲኦም ካብ #ባህሊ ክሳብ #ሃይማኖት ፤...

ዘርዓያቆብ (ዘርአ ያቆብ)መን እዩ❓

#ፍልስፍናን #ንሕናን (ክፍሊ 2)😇 ...........ዝቀፀለ. #ዘርዓያቆብ መን እዩ❓ ብዙሓት ሰባት #ኣፄ ዘርዓያቆብን #ፈላስፋ ዝርዓያቆብን ሓደ ገይሮም እዮም ዝወስድዎ።🙌😂 #ኣፄ ዘርዓያቆብ ኣፄ ዘርዓያቆብ ብ...

Comments


Post: Blog2 Post

THE GE'EZ TIMES

Subscribe Form

Thanks for submitting!

  • Facebook
  • Twitter
  • Instagram

©2018 by The Ge'ez Times. Proudly created with Wix.com

bottom of page